01/07/2026
🔋 ባትሪ ሞባይልኩም ንነዊሕ ግዜ ክፀንሕ ትደልዩ ዶ?
እዞም ቀሊል ምኽርታት ተኸተሉ፦
✅ ባትሪ ካብ 20% ትሕቲ ክወርድ ኣይትፍቀዱ።
✅ ክሳብ 80–90% ምምላእ ይመረፅ።
✅ ኦርጂናል ወይ ዝተረጋገፀ ቻርጀር ተጠቐሙ።
✅ ብርሃን (Brightness) ናይ ስክሪን ቀንሱ ።
✅ Bluetooth, GPSን Wi-Fiን ዘየድልዩኹም እንተኾይኖም ዕፀዉ።
✅ ኣፕሊኬሽናት ዘይትጥቀሙሎም ዕፅዉ።
💡 እዞም ቀሊል ልምድታት ባትሪ ሞባይልኩም ንዝነውሕ ግዜ ብጥዕና ንኽሰርሕ ይሕግዙ።
📢 እዚ ሓበሬታ ጠቓሚ እንተመሲሉኩም Like 👍 Share 🔄 Follow ❤️ ግበሩ።
#ቴክኖሎጂ #ሞባይል #ባትሪ #ሓበሬታ