03/01/2026
🎁 ናይ ነጻ ዕድል (GIVEAWAY) - CREATORS ACADEMY!
ሞባይልና ጥራይ ተጠቒምና ፕሮፌሽናል ቪድዮ ክንሰርሕን ኣታዊ ክነእቱን ንደሊ ዲና?
ናይ 6,000 ETB ዋጋ ዘለዎ "Creators Academy" ስልጠና ብነጻ ክትረኽቡ ዘኽእል ዕድል ኣመቻቺናልኩም ኣለና!!
እዚ ዕድል እዚ ንኹልና ማዕረ እዩ!
🎓 ኣብዚ ስልጠና እንታይ ክንመሃር ኢና?
• ✅ ፕሮፌሽናል ሞባይል ኤዲቲንግ (Editing & Motion Graphics)
• ✅ ኣፀሓሕፋ ስክሪፕትን ቀረጻን (Cinematography)
• ✅ ካብ ዩቱብ፣ ቲክቶክን ፌስቡክን ኣታዊ ምእታው (Monetization)
• 📍 100% ONLINE (ካብ ዘለናዮ ኮይና ንመሃሮ)
• 📅 ትምህርቲ ዝጅምረሉ: ታሕሳስ 27
🏆 እቶም ዓወት ዝረኽቡ (PRIZES):
1️⃣ 1ይ ዝወጸ: 100% ነጻ (FREE Scholarship)
2️⃣ 2ይ ዝወጸ: 50% ቅናሽ (3,000 ETB ጥራይ ይኸፍል)
3️⃣ 3ይ ዝወጸ: 25% ቅናሽ (4,500 ETB ጥራይ ይኸፍል)
📝 ከመይ ጌርና ንሳተፍ (RULES):
1. ነዚ ፖስት እዚ ኣብ ኩሉ ሶሻል ሜድያና (Telegram Channel, Facebook, TikTok, Instagram Reel, WhatsApp Status) Share ንግበሮ።
2. ካብ ኩሉ ፕላትፎርማት ዝረኸብናዮ ጠቕላላ ቪው (Total Views) ንቆጽር ኢና።
3. እቲ ዝበዝሐ ቪው (Views) ዘምጽአ ሰብ ዓወት ይረክብ።
4. "Share" ከም ዝገበርናሉን ዝረኸብናዮ ቪው ብስክሪንሸት (Screenshot) ናብ ንስደድ።
"እዚ ውድድር ዕለት 29 ምሸት ሰዓት 12 ክዛዘም እዩ!"